ሾርላይን ቤት ትምህርቲ ዲስትሪክት 2022-23 ባጀት ርእይቶ ፎርም
ምኽንያት ናይዚ ፎርም እዚ ንምጥቃስ ንእጋጣሚታት ን ዲስትሪክት ን ንሕብረተሰብ ወነንቲ ብርኪ ክነሕልፈሎም ርእይቶ ናይ 2022_23 ባጀት መደብ ስራሕ። ናቤት ትምህርቲ ዲስትሪክት ደልዪም  ክመሓላልፉ ዝተመጣጠነ ባጀት ናብ ቤት ጽሕፈት ናብ ሱፐርኢንተንዳንት ን ፓፕሊክ ኢንስትራክሽን ን ነሓሰ 31፡2022።

ከም ዲስትሪክት ን ማሕበረሰብን ፡ ንሕና ክዕቕብ ሕመረት ዋጋ ን ንምሕላን ን ስራሕና እቲ ዕላማና ኣደብ ንምድላው ንመጻእ ነቲ  ህዝባዊ ቤት ትምህርቲ ሲይስተም  ዘሎ መርሕነት ን እጋጣሚታት ሃጋፋት ጽልዋ ኣብ BIPOC ተምሃሮን ነቶም ካብ ርሕቆም ዘለዉን ፍትሒ ትምህርቲ።

ኣብዚ ጻዕርና ን ዝመጽእ መብጽዓና ንብዝሒ ምሉእ ሓገዝ ን ንጠቅስ ንዝበለጸን  ኣማህራን ምሉእ ጥዕናን ን ኩሎም ተምሃሮና ፡ ዓሌት ን ማዕርነትን ወሳነ ምግባር መሳርሒ ማዕቢሎም  ስለዚ ነዚ ወሳነ ንምግባር መስርሕ ክጸልዎ ይኽእል፡ ኣብተሓሳስባ ን መስመራት ምስ ኣራኣእያና። እዚ መሳርሒ ይወክል ንዞም ዝስዕቡ ሕቶታት 1) ምጽናሕን ምፍታንን ንዓኻ - መን ኢኻ? ( ከም ውልኺ ሰብን ከም ወሳኒ ጉሩብ) ፡ 2) መን እዩም ዝተጸለዉ? 3)  እንታይ እዮም ጽልዋታት? 4) እንታይ ኣጋጢሙ እዩ እልካ ትሓስብ?

አቲ ምኽንያት ናይቲ መሳርሒ ማለት ን ምትብባዕ ነፍሲ ወከፍ ተሳተፉ ኣብ ሾርላይን ን ክመሃር ፡ ክሓስብ ን ኣደብ ከመይ ዓሌትነትን ማዕርነትን ጽልዋ ምርጫ ን መምርሒ፡ ፕሮግራሚንግ፡ ኣባላት፡ ሓገዝቲን መምርሒታትን። ኩሉኻትኩም  ኣባላት ናይ ሾርላይን ቤት ትምህርቲ ሕብረተሰብ  ንጽዓር ንምዕዋት ጸረዓሌትነት ምልምማድን ማዕርነት ንምንቅቃሕን ኣብዘሎ ኩሉ ናይ ንጥፈታትናን ምርጫታትን።

ንሕና ክነፍልጠኩም እቲ ኣብዚ ግዜዚ መዓስ ውጺኢታዊ ክሳብ ሕጂ ኣይኮነን ሓሳባዊ ን ንሕና ዕላማና  ሓቂ ክክውን ንማዕርነት መስርሕ ክወስክ ዝፍትዎ ብብዝሒ ማዕርነት ውጺታዊ ንምካን።

ንዝመጽእ ገምገማታት  ኣብዚ ግዝያዊ  ኩነታት ን መጻኢ መደባትን (/ድሕሪ 2022-23)፡ ንዝመጽእ ሕቶታት ብዛዕባ ጽልዋታት  ግደን   ኣብግምት ይኣቱ፡ ብከመይ መንገዲ እቲ ውሳነ ክወድቕ ይኽእል ዝማዕበለ ማዕርነት? እንታይ እዮም እቶም ዘገድሱ ምንጭታት  ክወስኑ ኣብዚ ማዕርነት ወሳነ?  እንታይ ተክእሎ ፈተነታት፡ ቕርጻዊ ባሪራት ወይ ዘይተጸበዮ ዕዉር ነጥብታት?  እዝኦም ሕቶታት ብዝያዳ ኣገደስቲን ግዝያዊ ባጀት መደባት መስርሕ ክህቡና ናይቲ  ምንጪ ገጽ  ምስበዓል ምንቕስቃስ  ምስ ምንጻግ ወይ ስተይት ዓቀናዊ ዓገዝ  ኣብዚ ዘሎናዮ ህሞት ምስ ወጣሪ ውሳነ ነጥብታትዩ።

ከም ንፈልጦ ንሕና ግዚያዊ መደባት መስርሕ  ውሱን ብ ግዜን ን ቀረብን፡ እቲ ሓበሬታ ኣቲ ዝኣከብናዮ ካባኩም  ካብዚ ጽማቕ ርእቶታት ክንጥቀመሎም ክንሕብሮኩም  እቲ ድስትሪክት መጻኢ ባጀት መደባት ድሕሪ ዝመጽእ ዘሎ ዓመት እዩ። ከም ንሕና መካፍልቲ ምስ ብርኪ ሕጂ ን መጻእን ፡ ንሕና ከምንቕጽል  ክ ነተባብዓኩም ነዚ ኣፕሊኬሽን ናይዙ መሳርሒ ን ዝኮነ ውሳነ  ድጸሉ ተምሃሮን  ኣባላት ን ስድራቤትን ናይ ሾርላይን ቤት ትምህርቲ ድስትሪክት እዩ።

የመስግነኩም እስተዋጽኦኩም ኣብዚ ስራሕን ንግዜኩምን ንክእለትኩምን ንምሕጋዝ ንዓና ኣብዚ መስርሕ።

Sign in to Google to save your progress. Learn more
ሽም ( ግዴታ ኣይኮነን)
ዓሌት
Clear selection
3. እነ
በጃኩም ኣካፍሉና ሕቶኩም ወይ ርእቶኩም ኣብዚ ታሕቲ።
Submit
Clear form
Never submit passwords through Google Forms.
This form was created inside of Shoreline School District. Report Abuse