ናይ ስነ መለኮት ተዋሕዶ ትምህርቲ፥ መመዝገቢን መምረጺ ዓውድን ቅጥዒ
ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ይኹን።

ካብዘን ኮርሳት ምስቲ ዘሎኩም ጊዜ ርኢኹም ኣየኖት ክትመሃሩ ከም ትኽእሉ ምረጹ። ብገምጋም ንሓንቲ ኮርስ ንምምሃር ሰሙናዊ 2 ሰዓት ናይ ትምህርቲ ጊዜን 4 ሰዓት ብግልኻ ምንባብን የድልዮ።  

1. ትምህርቲ ጉስነት ምእመናን፥ Pastoral Theology
2. ብሉይ ኪዳን 1ይ ክፍል፥ Old Testament I
3. ትምህርቲ ዶግማ ፥ Doctrinal Theology

ዝጅመረሉ ዕለተ፥ መስከረም 3, 2022 ክሳብ ታሕሳስ 10, 2022
ትምህርቲ ክፍሊ ዝወሃበሉ ኣገባብ፥ ብዙም ዝግበር ክላስ ፥ ብተወሳኺ ድማ
ዝወሃብ ጽሑፋትን ፥ ዝተመልአ ቪድዮታትን      
ነፍሲ ወከፍ ክፍሊ ዝወሃበሉ ሰዓታት ኣብ ቀጻሊ ክንሕብረኩም ኢና

Sign in to Google to save your progress. Learn more
ምሉእ ስም *
ናይ ኢመይል ኣድራሻ (email ) *
ቁጽሪ ተሌፎን (ዋትስ ኣፕ ዘለዎ) (telephone number) ፣ ቴለግራም *
ትነብርሉ ሃገር
*
ክትርከበሉ ትኽእሉ ዝቐለለ መንገዲ
ፌስቡክ
ኣብዛ ሰመስተር ክትምሃርዎ ትደልዩ ዓውዲ (ሓንቲ ወይ ክልተ ወይ ሰለስቲኡ ምስ ግዜኹም ርኢኹም ክትምዝገቡ ትኽእሉ፡ ካብ ክልተ ተዘይበዝሐ ግና ይምረጽ) *
Required
ደረጃ ትምህርቲ *
መንፈሳዊ ድሕረ ባይታ *
Required
ቅድሚ ሕጂ ብሃገረ ስብከት ኣሜሪካ ዝተዋህበ ዝወሰድካየን ኮርሳት
ንኽትመሃር ከጸግመካ ዝኽእል
ርእይቶን ዝኮነ ከገጥመካ ዝኽእል ጸገማት
Submit
Clear form
Never submit passwords through Google Forms.
This content is neither created nor endorsed by Google. Report Abuse - Terms of Service - Privacy Policy