Registratieformulier: Participatie Plus Training + 👩🏽💼 👨🏽💼
የትምህርት አጠቃላይ እይታ ፡፡
ቀጥታዊ ሓባራዊን ናብ መንገዲ ዓወት ዝወስድ ዘተን ምኽሪን
ኣብ ዉሽጥኻ ዘሎ ዓለምለኻዊ ተመክሮን ፍልጠትን ተጠቐመሉ! 🌐
- ኣብዚ እዋን`ዚ ኣዳልዪ ዝኾነ ዓለምለኻዊ ሞያን ፍልጠትን ምምዕባል፤
- ፍሉይ ቆላሕታ ኣብ ናይ ሆላንድ ናይ ስራሕ ዕድላት ወይ ዕዳጋ፤
- ዘለካ ባህላዊብዙሕነ ፍልጠት፣ ናይ ርክባት ዓቕሚን ክእለትን ምሕያል፤
- ዘለካ ዕቑር ናይ ምምሃዝን ምምስራሕን ዓቕሚ ምፍታሽ፤
- ናይ ሞያኻ፣ ኣነባብራኻን ሓፈሻዊ ሂወትካን ዕዉት ምዃን።
🔤 ብብዙሕ ቋንቋታት ዝወሃብ ስልጠና ድማ እዩ። --> Nederlands, Engels, Arabisch en Tigrinya
✅ U ontvangt een certificaat bij het voltooien van het programma.
🎓
📍 Evenementadres: Online via Zoom app.